#Jstudio ኣብ ስግረ-ዶብ ብጥይት ዝተቐትሉ ንጹሃት መንእሰያት ስመጃና፡

Jstudio
Jstudio
85.8 هزار بار بازدید - 5 سال پیش - #Jstudio
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #senafe #abuneanbes #fnanadal #Yosiefghebrehiwet #yosief ዘርእሰናይ ቃል ማሕልኡ ዝሓለኾ ክመስል ኣብ’ቲ ዕድል ዘይህብ ጠያይቲ ኢዳ ሒዙ ክጎታ ግንቦ የእዳዉ ናብ ፍዮሪ ሰደደ፣ ድሒሮም ብረቶም ዘዐመሩ  ኣሃዱ 13 ዝላኣኽዎ ዓረር ኣብ ኣካላቱ ዘነበ። ብኣፍልቡን ሕቁኡን በሱዑ ዝኣተወ ጠያይቲ ይትረፍ ንፍዮሪ ኣድሒኑ ከውሊ ክህባ ነዛ ነብሱ’ውን ዋሕስ ክኾና ከምዘይክእል ብዘምስል ፍጽመ ዉልዶ ተኽሊ ኣካሉ ኣብ ባይታ ርስቲ ኣቦታቱ ኣውደቆ።
5 سال پیش در تاریخ 1398/05/21 منتشر شده است.
85,814 بـار بازدید شده
... بیشتر