#Jstudio ህግደፍ ክዝርጋሕ ዘይደልዮ ምስጢር ተወልደ እዮብ ካብ ዓላ ክሳብ ሳሕል፡ 1ይ ክፋል

Jstudio
Jstudio
133.8 هزار بار بازدید - 5 سال پیش - #Jstudio
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #teweldeeyob #Ala #new ኣቶ ኢዮብ`ውን ብዙሕ ግዜ ተታሒዞም ኣካላቶም ክሳብ ዝረማመስ ብበትርን ኩርማጅን
ወድካ ኣምጻኣዮ ዝብል መከራ በጺሕዎም ክሳቀዩ ተገይሩ እዩ። ትርሓስ ኢዮብ ሓደ ግዜ
ትብል፣ ኣቦይን ክልተ ተጋሩ ሰራሕተኛታት ጀርዲንን ናብ ሰፊሕ ጀርዲና ምስ ወፈሩ ወታሃደራት
ገዛና ፣መጽዮም ስለዝሳኣንዎም ናብ ጀርዲን ብምዃድ ክሕዝዎም ፈቲኖም እዮም።
ኣጋጥሚ ግን ኣቦይ ኩሉ ግዜ ብጉዳይ ተወልደ ሓወይ ስቃይን መከራን ይመጾን ነፍሲ ወከፍ
መዓልቲ ንስቃይን መከራን ዝዳሎ ብምንባሩ ካብ ማዕዶ ክመጹ ምስ ረኣዮም ካብቲ

ጀርዲን ሃዱሙ ተሰዊርዎም እዩ። ግን ንኣቦይ ክረኽብዎን ክሕዝዎን ዘይካኣሉ ሰራዊት
ኢትዮጵያ ነቶም ኣብቲ ግራት ዝጸንሕዎም ክልተ ሰራሕተኛታት ኣቦይ ኣበይ ከም ዝተሓብአ
ሓቲቶም መልሲ ምስ ከልኦዎም ቀቲሎም ኣብቲ ጀርዲን ደርብዮሞም ከይዶም ትብል፣
ተዘክሮታት ክትገልጽ ከላ።
5 سال پیش در تاریخ 1398/08/16 منتشر شده است.
133,860 بـار بازدید شده
... بیشتر