Jstudio ምስጢር ዝፈልጡ ይቕተሉ፣ ቀተልቲ ድማ ይቕንጸሉ!

Jstudio
Jstudio
69.4 هزار بار بازدید - 4 سال پیش - #Jstudio
#Jstudio #Eritrea #Eritrean ።ንሕጂ እምባኣር ፡ዝተሰለፍሉን ዝተረሸንሉን ዓመት ቦታን ዝገልጽ  ብኸፊል ኽንቅርብ  ኢና። ኣብዚ ግን ኣስማቶም ናይቶም ብምኽንያት መንካዕን የሚንን ዝተረሸኑ ፡ተጋደልቲ ኣዝዩ ብዙሕ' ኳ እንተኾነ ፡ካብቶም 4 ሽሕ ናይ 1700 ኣስማት ተጻሪዩ ኣብ ኢድና በጹሑ ኣሎ ። ድሮ ዉን ኣብ ኢድ ብዙሓት መታን  ክባጻሕ ብብዝጥዕመና ዘርግሕናዮ ኣለና
4 سال پیش در تاریخ 1399/05/24 منتشر شده است.
69,476 بـار بازدید شده
... بیشتر