#Jstudio ህግደፍ ክዝርጋሕ ዘይደልዮ ምስጢር ተወልደ እዮብ ካብ ዓላ ክሳብ ሳሕል 3ይ ክፋል፡

Jstudio
Jstudio
103.5 هزار بار بازدید - 5 سال پیش - #jstudio #Eritrea
#jstudio #Eritrea #Eritrean ስለዚ ከም ልሙድ መሬትን ሰማይን ኣማንን ደሓን ኣሎ ብዝብል ነግሕን ዕላማና ክዕወት ህዝቢ ውን ክድሕን እዩ ብዝብል ንሕን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ማእክሎም ይሁዳ ብምንባሩ፣ ልክዕ ኣብታ ነታ ዝመደብዋ ስራሕ ክሰርሑላ ዝነበሮም ቦታ ምስ በጽሑ ኣድብዮም ዝጸንሑ ኮማንዲስ ብቶኽሲ ብምኽፋት ከበበዎም፣ ተወልደ እዮብን ሃብተስላሴ ገበረመድህንን ካብ ማእገሮም ብዘውረድዎ ብረት ግብረ መልሲ ክህቡ ክጅምሩ ከለዉ፣ እቲ ብምስዓም የሕሊፉ ክህቦም ኣቀዲሙ ብሰላሳ ዲናር ምስ ዓሰብቱ ዝተወዓዓለ ኢሰያስ ነታ ኣብ ዝባኑ ዝነበረት ሳንጣን ኣብ ቀረባ ኣዳልይዋ ዝነበረት ብረትን ኣብ ቅድሚ እቶም ዝኸበብዎ ኮማንዲስ ብምድርባይ ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰን ቀነነሳ በቀለን ብዘይወዳደርዎ ህድማ ብማእከል ዝኸበብዎ ኮማንዲስ ፈንጢሱ ንዓላ ገጹ ሃደመ።
5 سال پیش در تاریخ 1398/09/22 منتشر شده است.
103,567 بـار بازدید شده
... بیشتر