እቲ ልበይ'ሲ ሓዳስ መዝሙር ብመዘምራን ፍቕርን ሰላምን ኣባላት ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ | Eti Lbeysi Mezmur.

Eri Catholic Addismedia
Eri Catholic Addismedia
43.1 هزار بار بازدید - 11 ماه پیش - ሰላም ወሰናይ ኲሉኹም ኣኅዋትን ኣኃትን
ሰላም ወሰናይ ኲሉኹም ኣኅዋትን ኣኃትን ጸጋን ሰላም ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኲልና ይኹን፣ እናበልና ሎሚ ውን ከም ፍቃድ ኣምላኽ ሓዳስ መዝሙር - #እቲ_ልበይ'ሲ- ዘርእስታ ብመዘምራን ፍቕርን ሰላምን ኣባላት ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ ተዘርጊሓትልና ኣላ ንበረኸት ትኹን እናዘመርኩም ንበሩ እናበልና ንመርቅ፣ ናብ ኲሎም ኣኅዋትን ኣኃትን ክባጻሕ ድማ ነካፍሎ።
------------------
ሰላም ወ ሰናይ ፍቁራት ኣኅዋትን ኣኃትን ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቅሪ ኣምላኽን ኅብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኲላትና ይኹን። እዚ You Tube Chanel  #Eri_Catholic_Addismedia እዚ ናይ ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ሓደስቲ መዛሙራት፡ ኣስተምህሮታትን ትምህርትታትን ብምዝርጋሕ ሓቢርና ንዓብየሉን ንባረኸሉን Chanel እዩ። Subscribe ብምግባር ስድራቤት ክትኩኑ ከምኡ ውን ኣብዚ ዝተፈነወ መታን ኣብ ኲሉ ክባጻሕሞ ሓቢርና ክንዓቢ Share ክንገብር ንዕድም።
11 ماه پیش در تاریخ 1402/07/23 منتشر شده است.
43,182 بـار بازدید شده
... بیشتر