"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"(ካልኣይ ክፋል)

Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
8.1 هزار بار بازدید - ماه قبل - ኣባል ሰርዶ ኮማንዶን ዓጃቢ ጀነራል
ኣባል ሰርዶ ኮማንዶን ዓጃቢ ጀነራል ኑርን ነይሩ። ወራር ምስ ኣጋጠመ ምስ ሸሞንተ ርእሱ ኮይኑ እናተዋገአ ምስ ሙሉእ ዕጥቁ ናብ ሰራዊት ትግራይ ተፀምቢሩ። ኣብ ዓበይቲ ዓውደ ውግኣት እናዃሸሐን እናመርሐን ተኣምር ዘብል ቅያ ኣመዝጊቡ፤ መራሕቲ ትግራይ ካብ ምትሓዝ ኣድሒኑ። ኣብ ወፍሪ ኣሉላ ከም ነብሪ እናተወንጨፈ ፀላእቱ ከም ቆፅሉ እናርገፈ ንመራሒ ሃያ አንደኛ ክፍለጦር ኢ/ያ ጀነራል ሑሴን ዝማረኸ 'ውን ንሱ እዩ። ተቖሪፁ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቑ ኢድ ብኢድ ገጢሙ ዝወፀሉ ዘደምም ኣጋጣሚ 'ውን ኣሎ። እዚ ተኣምረኛ ጅግና ተጋዳላይ ደጀን ክንደያ ይበሃል። ታሪኽ ተኣንገዱታ።
ماه قبل در تاریخ 1403/05/17 منتشر شده است.
8,196 بـار بازدید شده
... بیشتر