ኣደነቕቲ ጥቕምታት ጾም ብዓይኒ ሕክምና #ዶክተርሻሮን | Eritrea | Fasting #eritrea #tigrigna #ethiopia #health

Dr. Sharon Woldu
Dr. Sharon Woldu
156 هزار بار بازدید - 2 سال پیش - ጾም ካብ ሃይማኖታዊ ስርዓት ምዃን
ጾም ካብ ሃይማኖታዊ ስርዓት ምዃን ሓሊፉ ሳይንሳዊ ብዙሕ ዘደንቕ ጥቕምታት ከምዘለዎ ትፈልጡ ዶ፧

ኣብዚ መደብ፥ሕክምናዊ ጥቅምታት ጾም ብሕጽር ዝበለ መገዲ ከብርህ ፈቲነ ኣለኹ።
ካብዛ ቪድዮ ብዙሕ ሓበሬታ ከምትረኽቡ በዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ። ርእይቶኹም ክሰምዕ ከምኡውን ሕቶታትኩም ኣብ ኮመንት ክምልስ ቅርብቲ እየ።

#ጾም #ዶክተርሻሮን #DrSharonWoldu #Fasting #Omad #2mad #Eritrea #Ethiopia #Tigrigna
2 سال پیش در تاریخ 1401/02/01 منتشر شده است.
156,052 بـار بازدید شده
... بیشتر