ፈውሲ ብርሒ- ምሉእ ሕክምናዊ ሓበሬታ #ዶክተርሻሮን #eritrea #tigrigna #ethiopia #health

Dr. Sharon Woldu
Dr. Sharon Woldu
134.1 هزار بار بازدید - 2 سال پیش - ብርሒ ንምፍዋስ ብዙሓት መድሃኒታት ኣብ
ብርሒ ንምፍዋስ ብዙሓት መድሃኒታት ኣብ ዕዳጋ ይርከቡ።ሓካይም ብዛዕባ እዞም መድሃኒታት እንታይ ይብሉ? እቶም ቀንዲ መድሃኒታት እንታይ እዮም? ጎድናዊ ሳዕቤናት ከ ኣለዎም ዶ? ነዝን ካልእን ኣርእስታት ኣብ ውሽጢ 20 ደቂቕ ሕክምናዊ ርእይቶይ ብቕልል ዝበለ መገዲ ኣቕሪበዮ ኣለኹ። ርእይቶኹምን ሕቶታትኩም ክሰምዕ ድልውቲ እየ። Part 2    • ጸጉሪ ምትካል: ሙሉእ ሕክምናዊ ሓበሬታ |#ዶክተርሻሮን | ...  
2 سال پیش در تاریخ 1401/01/29 منتشر شده است.
134,117 بـار بازدید شده
... بیشتر