Segen entertainment | ዕላል ምስ ኣቶ ኢሳያስ ረዳእ ኣብ ህሉው ኩነታት

Segen ሰገን
Segen ሰገን
66.3 هزار بار بازدید - 6 سال پیش - The real mirror of Eritrea!ነጸብራቕ
The real mirror of Eritrea!
ነጸብራቕ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ!

መስትያት ቤትና ንሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ እተንጸባርቕ ናይ ፍትሒ መለኸት ኮይና እተገልግል ህዝባዊት ማዕከን ዜና እያ። ኣብ መስትያት ቤትና መብዛሕትኦም ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ስነጥበባውን ዝጸቐጡ ዛዕባታት ይድህሰሱ። መስትያት ቤትና ኣብ ከተማ ኑርንበርግ ጀርመን እትርከብ ናይ ኤርትራውያን ናይ ሓበሬታ ማእከል ኮይና ኣብ ዓመተ 2014 ብዘካርያስ ክብርኣብ ዝተመስረተት ማዕከን ዜና እያ።
6 سال پیش در تاریخ 1397/05/02 منتشر شده است.
66,375 بـار بازدید شده
... بیشتر