Segen entertainment | Eritrean Music 2019 Awet Tesfom - ዓደይ

Segen ሰገን
Segen ሰገን
41.3 هزار بار بازدید - 5 سال پیش - ነጸብራቕ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ!The real
ነጸብራቕ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ!
The real mirror of Eritrea!

መስትያት ቤትና ንሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ እተንጸባርቕ ናይ ፍትሒ መለኸት ኮይና፣ ህዝባዊት ማዕከን ዜና እያ። ኣብ መስትያት ቤትና ዝቐርቡ መደባት መብዛሕትኦም ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ስነጥበባውን  ዛዕባታት ዝተሞርኮሱ እዮም። መስትያት ቤትና ኣብ ከተማ ኑርንበርግ ጀርመን እትርከብ ናይ ኤርትራውያን ናይ ሓበሬታ ማእከል ኮይና ኣብ ዓመተ 2014 ብዘካርያስ ክብርኣብ ዝተመስረተት ነጻ ናይ ሓበሬታ ምንጪ እያ።
5 سال پیش در تاریخ 1397/12/18 منتشر شده است.
41,310 بـار بازدید شده
... بیشتر