ERISAT: ኢሰያስ፡ በብሓደ ክፍትነና ከሎ ደው ክነብሎ ንክእል ኔርና። ዶር ኣሰፋው ተኸስተ
80.6 هزار بار بازدید -
4 سال پیش
-
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org/
Option 2 paypal.me/erisat
4 سال پیش
در تاریخ 1399/04/03 منتشر شده
است.
80,696
بـار بازدید شده