"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 1

ARARAT Entertainment
ARARAT Entertainment
114.7 هزار بار بازدید - 3 سال پیش - 👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿 ዓቢ ምጉዳል ዋጋ -
👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿 ዓቢ ምጉዳል ዋጋ - MyCall Global Eritrea 50% ጎዲሉ ቀጥታ ዓማዊል ንሙዃን ነዛ ጥብቆ ጠውቁ👇👇 bit.ly/2N9shGs ንዝኾነ ሕቶ ወይ ሓገዝ ድማ ኣብዚ ጠውቁ docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLScCTeBhwqBFjeeANH… 📱 45568277📱 ዝኸበርኩም ተኸታተልትና ነዚ ቅርሲ ሃገርና ዝኾነ ገዲም ስነጥበበኛ ብሞራል ኣብ ጎኑ ኮይንኩም ደገፍኩም ክትገልጽሉ ንእትደልዩ በዛ ቁጽሪ ተለፎን 002917132520 ክትረኽብዎ ከም ትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ ። Welcome to Ararat Entertainment Official Youtube Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #MorkaShow #Barya
3 سال پیش در تاریخ 1400/02/30 منتشر شده است.
114,766 بـار بازدید شده
... بیشتر