Hepatitis B - 100 ዕጽፊ ልዕሊ HIV ዝመሓላልፍ ቫይረስ #ዶክተርሻሮን | Eritrea

Dr. Sharon Woldu
Dr. Sharon Woldu
224.8 هزار بار بازدید - 2 سال پیش - ልዕሊ 300 ሚልዮን ህዝቢ ዓለም
ልዕሊ 300 ሚልዮን ህዝቢ ዓለም ብሕዱር ሕማም ወይቦ  ወይ Hepatitis B ይሳቐ። Hepatitis B virus ናብ ፌጋቶን(cirrhosis) መንሽሮ ጸላም ከብዲ (liver cancer) ክምዕብል ይኽእል። Hepatitis B ብኽታበት ንከላኸሎ ሕማም ክነሱ ሰኣን ኣፍልጦ ሚልዮናት ግዳይ ናይዚ ኣዝዩ ተላኻፊ ዝኾነ ቫይረስ ይኾኑ ኣለዉ። ኣብዛ ቪድዮ ሰባት ክፈልጥዎም ዝግብኦም ነገራት ገሊጸ ኣለኹ።

DISCLAIMER: This video is purely educational and should not replace the advice of your health provider.



#Eritrea #Ethiopia #Hepatitis_B #Hepatitis_C #liver_disease #virus #ክታበት #ጥዕና #ጸላም_ከብዲ #ኤርትራ #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ወይቦ

ምዕራፋት ናይዛ ቪድዮ
00:00 ዕሉል ቫይረስ
02:10 መተሓላለፊ መገዲ
09:19 ክታበት ኣለዎ
12:29 ተመርመር
15:30 ወይቦ ተለካ
2 سال پیش در تاریخ 1401/02/31 منتشر شده است.
224,820 بـار بازدید شده
... بیشتر