Adulis Natna - ህጹጽ ሓገዝ| ቅልጡፍ ሕክምናዊ ሓገዝ ብዘይምርካቡ ንዝሳቐ ዘሎ መንእሰይ እሰይ ብርሃነ ! New Video 2023

Adulis Natna
Adulis Natna
4.7 هزار بار بازدید - پارسال - ኣብዛ link ብምጥዋቕ ሓገዝ ንግበረላ
ኣብዛ link ብምጥዋቕ ሓገዝ ንግበረላ ነዛ ስድራቤት https://gofund.me/aa1e2a21

Adulis Natna - ብሰንኪ ሕማማት እናተሳቐየ ንዝነብር ዘሎ መንእሰይ እሰይ ብርሃነ፡ ሰብን ፈጣርን ብዝፈትዎ ተግባር ኩልና በብዓቕምና ንሓግዞ። ስድራቤት ትሕዝቶ ሓጺርዎም፡ ፍቱው ውላዶም እናተሳቐየ ክነብር ክርእዩ ከለዉ፡ ንስቅያት ዘምርር ህሞት ኢዩ። ብዝከኣለና ሓውና እሰይ ዝሕገዘሉ፡ ካብ ዓረብያ ወሪዱ ብእግሩ ከም ዝጸገበት ቢተይ ዝጎይየሉ መዓልቲ ክመጽእ ብጸሎትን ብገንዘባዊ ሓገዝን ንደግፎ። "ካብ ጽቡቕን ርህራሄን ሰናይ  ድላይናን ዝተበገሰ ተበግሶ፡ ነዚ ኩሉ ጽቡቕ ዝግብኦ መንእሰይ ሓገዝና ንግበር።"

https://gofund.me/aa1e2a21

New Video 2023

https://gofund.me/aa1e2a21

#AdulisNatna #Adulisnatna #newvideo #neweritreanvideo #eritreanmusic #tigrignamusic2023 #tigrignamusic ‪@adulisnatna2923‬ ‪@SisamMedia‬ ‪@amenentertainmentmusic‬ ‪@dembenaentertainment‬ ‪@HDMONANEBARIT‬
پارسال در تاریخ 1402/02/21 منتشر شده است.
4,729 بـار بازدید شده
... بیشتر