#Jstudio ምስጢራት ምዕጢርን ዘስካሕክሕ ህይወቱን

Jstudio
Jstudio
68.4 هزار بار بازدید - 5 سال پیش - #Jstudio
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #Asmara ሓደ ግዜ ድሕሪ ወርሒ ናይ ታዕሊም ግዜ ሓደሽቲ ሰባት ካብ ከባቢ  ማርሳ ተኽላይ ካብ ባሕሪ ተገፊፎም ብዙሓት ደቂ ዓፋር ዝርከብዎም ዜጋታት መጽዮም ብምንባሮም ከብቶም 30 ዝኾኑ ደቂ ዓፋር እቶም 4 ደቂ 50 ,60 ኣቢሎም ዝግመት ዕድመ ዝነበሮም ኮይኖም ብፍላይ ኣቦይ ዓብደላ ብምሒር ወልፊ ሽጋራ ተሰኒፉ ኣብ ኣፉ ምስ ኣስናኑ ተሰሪዓ ዝነበረት ወርቂ ስኒ ኣውጺኡ  ዝገዝኣ ሰብ ክደሊ ይውዕል ነይሩ እዩ። ኣቦይ ሓሰን ወዲ 64 ዓመት ተዓላማይ’ውን  ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ምሳሕ ናይ ብረት ተዓሊም ክንጅምር  ተባሂሉ ፊስካ ድሕሪ ምህራሙ ክንዲቶም መንእሰያት ዘይጎየኻ ብምባል ዓላማይ ክብሮም ጠርጣሮ ዝበሃል ኣባል ብበትሪ ክስልቆምን ኣብ መሬት በጥ ኣቢሉ ንወላዲ ዘይግባእ ማህረምቲ ከውርደሎምን ተዓዝብና ኢና።
5 سال پیش در تاریخ 1398/09/13 منتشر شده است.
68,441 بـار بازدید شده
... بیشتر