የዕስናይ! ኣጀብ ኣጀብ! ኣጀብ! ሰብለ ካሕሳይ (Seble Kahsay) ኣብ መርዓ ወዲ መሰለ (ወናኒ) #ሰጉደም ሚድያ ዘረአየቶ ብቕዓት ተኣንገዱታ

Dina Entertainment - ምርኢት ዲና
Dina Entertainment - ምርኢት ዲና
122.8 هزار بار بازدید - 5 ماه پیش - Amazing Tigrigna Raya Song by
Amazing Tigrigna Raya Song by Seble Kahsay She performed On the stage of Kahsay Mesele Wading. ሰብ ካሕሳይ ኣዝያ ወናድ ድምፃዊት እያ። ብፍላይ ካብ ራያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ይዕምብባ ካብዘለዋ ለባማት ከየንቲ ሓንቲ እያ። ኣሸበልካ ኣሸባልካዮም ኣብ መድረኽ ዋዕሮታት ድቓረበ ወነኻ ድንቕንቕ ጥዑም ዜማ ልሳና ወለላ ድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ (ዋዕሮ) ብዋዕሮታት ትዝከር። “ፋቂዕ ፍቕሪ” ናይ ለተመስቀል ገብረሕይወት ደጊማ እንትደርፎ ድማ መሲላ ዘይኮነስ ኮይና ስለእተቕርቦ “ ሃበለይ! ሃበለይ! እሰይ ወዲ ዓደይ …” ክትብል እንተላ ልሳና መዓር ጥርብ ይብል። ኣብ ሰጉደም ሚድያ ድማ “ላለየ ላሎውማ ላሎው እማ “ ብዝብል ዘቕረበቶ ሓላውል ድምፃ ናእዳኻ ይብርኽ ሕዚ ድማ ኣብ ናይ ካሕሳይ መሰለ መርዓ ዝደረፈቶ ካብ መድረኽ ብእንዳ ብምርኢት ተቐሪፁ ብፃልጥኡ ቐሪቡ ኣሎ።
5 ماه پیش در تاریخ 1402/11/19 منتشر شده است.
122,845 بـار بازدید شده
... بیشتر