Tertaraw Sibuh | ጠርጣራው ስቡሕ - ክባልዑ ገና | New Tigrigna Song 2020

Awra Production
Awra Production
2.9 میلیون بار بازدید - 5 سال پیش - እቶም ብቓልሲን መስዋእትን ህዝቢ ትግራይ
እቶም ብቓልሲን መስዋእትን ህዝቢ ትግራይ ሓርነቶም ረኺቦም ኮይኑ ግን መሊሶም ነቲ ህዝብን መንግስቱን ከሰኩኑ ይሻረኹ ዘለዉ ሓይልታት ቀፃልነት ከም ዘይብሎም እኳ ደኣስ ከይወዓሉ ከይሓደሩ ባዕሎም ንባዕሎም ከም ዝባልዑ ዝትንብይ ዝገርም ደርፊ። ድምፃዊ ጠርጣራው ስቡሕ ከምቲ ልሙድ ወቕታውን ገላፅን ዝኾነ ሓዱሽ ደርፉ ንህዝቡ ህዝቢ ትግራይ ኣብታ ወርቃዊት መዓልቲ ዝኾነት 11 ለካቲት ኣበርኪቱ 'ሎ። ተኣንገዱ።
#subscribe #Share #Comment
copyright ©guaguana tube
5 سال پیش در تاریخ 1398/11/29 منتشر شده است.
2,948,514 بـار بازدید شده
... بیشتر