#መስፍን_ሓጎስ ብዛዕባ ዓስከሬን ናይዝጊ ክፍሉ።

E 291
E 291
10.9 هزار بار بازدید - 4 سال پیش - ዓመጽቲ ስርዓታት ኩሉ ግዜ  ፍሉጥ
ዓመጽቲ ስርዓታት ኩሉ ግዜ  ፍሉጥ  ዓርኪ  የብሎምን  ኣርምኦም ጥልመት እያ።

እዚ ክብል ከለኹ ነዚ  ንሃገርና ጅሆ ሒዝዋ ዘሎ ከም ስርዓት ሓስበዮ ኣይፈልጥን።

እዛ  ቪድዮ ስምዕዋ እዚ መራሒ ዕስለ ኽላባት  ነቶም ዕድሚኦም ምሉእ ዝከደምሉን ንስልጣን ክሕልዉ  ክሳብ ሂወቶም ክኸፍሉ ድልዋት ዝነበሩ፤ ኣብታ መሬት ዓደቦኦም ከማን ምቕባር  ከሊእዎም።
4 سال پیش در تاریخ 1399/02/09 منتشر شده است.
10,931 بـار بازدید شده
... بیشتر