TSBAH Abrar Osman ጽባሕ ኣብራር ዑስማን

ABRAR OSMAN
ABRAR OSMAN
1 میلیون بار بازدید - 4 سال پیش - ጽባሕ  ገንጻሊ ማህደር አብ ጽባሕካ
ጽባሕ  ገንጻሊ ማህደር
አብ ጽባሕካ ፣ ሰላምን ቅሳነትን ክህልወካ ፡ካብ ትማልኻ ተማሂርካ  ኣብ ሎሚኻ ንጽባሕካ ሙሩጽ ዘርኢ  ዝራእ፡
ንምንታይሲ ጽባሕ ዝዘራእካዮ ኢዩ ዘበርክተልካ ።

         ኩቡር ሰማዒ ኩሉ እዚ እትሪኦ  ትማሊ ዝተዘርአ እዩ' ሎሚ ብእትርእዮ ኣይትግረም
ንምንታሲ ኣብ ሳዕቤን ምዝራብ ክትማህረሉ ዳኣምበር  ዝጠፈአ ምስ ጠፈአ እተድምዖ የልቦን  ። ትማል ፉጡር ከማኻ ክብደልን ክውጻዕን ዓገብ  ዘይምባል ውጺኢቱን  ሳዕቤኑ  ተደሚሩ እዚ ይኸውን ። ዋላኳ ልብኻ ሓዳግ ኮይኑ ፡ እቕረ ባሃሊ እንተኾንካ  ፣ ጽባሕ ግን ብጉቦ ብገንዘብ ብሓይሊ ባጽዋር ዘይጥበር ብጣዕሳ ዘይምለስ ሓቅኛ ፈራዲ   ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ ።

ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን

ንጽባሕ ኩሉና ሰናይ እምነ
ኣብራር ዑስማን


@abrarosmanart

FB Page: Facebook: AbrarOsman100
4 سال پیش در تاریخ 1399/08/27 منتشر شده است.
1,090,118 بـار بازدید شده
... بیشتر