ሚድያ ኣብ ምዕዋት ቃልስናን ምስላጥ ማሕበራዊ ሰውራን

Merho Media
Merho Media
3.7 هزار بار بازدید - 2 هفته پیش - ናይ ሎሚ ዛዕባና ሚድያ ከም
ናይ ሎሚ ዛዕባና ሚድያ ከም መዘርግሒ ሓበሬታ፡ ኣብ ምፍጣር ንጽረትን ኣብ ምምእዛን ቃልስን ተራኡ እንታይ ይመስል? ማሕበራዊ፣ ፖለቲካውን ቁጠባውን ለውጢ ኣብ ምርግጋጽ ከ? ዝብል ክኸውን እዩ።
ኣጋይሽና፡
ደጀን ከሰተ
ተመስገን ተወልደ
ሰናይ ኣስገዶም እዮም።

#eritrea #eritrean #bluerevolution #ፖለቲካ #ኤርትራ #politics #tigray #MerhoMedia #Merho #YonasAshebr
2 هفته پیش در تاریخ 1403/04/03 منتشر شده است.
3,723 بـار بازدید شده
... بیشتر